SEDO ENTERTAIMENT- NEW ERITREAN FULL MOVIE 2026-KMREO ELE-BY YACOB DAWIT
ADVERTISEMENT
Comments 81
hugo.ozuna:
ኣነ ግን ኤፊ ዘለዎ ፊልምታት ማራዩ ዝምስጠኒ
More Like This
14:47
GEREZA LA WANYANG'INDO |Episode 41|
Entertainment
3.3k
0
19:47
MSHKAJI WANGU | PART 37 | FINAL
Entertainment
4.3k
0
23:46
WHO ARE YOU?_|EP 05|
Entertainment
5.6k
0
2:21
ALI KAMWE AMPELEKEA ZAWADI PACOME
Entertainment
2.4k
0
24:12
BEHIND THE SMILE 🖤[35]#sandraofficial #clamvevo #kiparabrand
Entertainment
11.5k
0
1:00
Moments Jesus SAVED Them ✝️🔥 #jesussaves #faith #viralshorts #holyprotection
Entertainment
52.1k
0
1:06:30
The Legend of Tunga EP1/5 (Zimbabwean Drama and Movies latest 2026)
Entertainment
805
0
1:01:58
Mike Part 13 Makunha Kunha Mumusha
Entertainment
3.0k
0
You've reached the end
ኣነ ግን ኤፊ ዘለዎ ፊልምታት ማራዩ ዝምስጠኒ
አነውን በዚመንገዲየ ሓሊፈ ሽመይ አጸሊሞምኒ ክምርዓወኒ ምስ መጸ ። ብዙሕ ገልጠምጠም የሕሊፍና ተመርዒና ሕጅ 4 ቆልኡት አለውና ❤❤❤❤ 😊
ደራሲ ብሓቂ ምስጋና ይግበኣካ ብዙሕ ግዜ ጛል ኣንስተይቲ ከም ጠላም ኣብ ዝተፈላለየ ፊልምታት ተሰሪሑ ኢዩ ኣብዛ ፊልም ግን እምነት ናይታ ጛል ጽቡቅ ገሊጽካዮ ደስ ዝብል ዛንታ
ደራሲ ያኮብ ዳዊት እዚ ኮ ኤርተራ ዩ,እዚ ኮ ኤርትራ ዩ ብዙሕ ግዜ ደጋጊምካዮ ኢሂ አብ ካልዓለም ከ ሕጊ የለን ኢሎምካ ንአብነት አብ ሲንጋፖር ማሲትካ ብ ጎደና ጡፍ ምባል ብሕጊ የሕትት አብ ነርወይ ሙዚቃ ዓወ ምባል አብ ሰነነሰሉስ ብሕጊ የሕትት,,,,, ነታ ኤርትራ ሲ እዚ ኮ ኤርትራ ዩ ንሕና እኮ ኤርትራውያን ኢና እናበልኩም ዘየለ ምሰልን ትዕቢትን አይትፍጠሩ። ኤርትራ ከምለን ሃገራት ያ ከማን ሲ ብደክነት ነጸላአ ዘርጊሓ ብሓወላ ዝነበር ህዘቢ ዩ ዘለዋ። ተዋሳእቲ ግና ንፍዓት።
ኤፍራ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ጥበብ ተወሊዱ ኣብ ጥበብ ዝገበለ
welcome back Efi🤙
ኤፍራ ብሉጽ ሰነጥበባዊ ኣብ ዛተዎ ዝድምዕ ሰብ አዩ
ሃኒባል ዓዋን ኴብ በዓል ኢፊ ተመሃር ❤❤❤❤ኤፊ ዘለዋ ❤❤❤
ጽቡቅ ሰራሕ ቀጽልዎ ❤❤❤❤❤
Welcome ❤❤❤❤
Bro ዛንታኻ ዋላ ብ ፍሊም ተምጽኦ ጽሑፍካ መጸለል በቃ ኣበይ ሞ ኤመሪካዊ ተትከውን ኦስካር ን ኦስካር ምኾንኪ 😇😉💥💥💥💥💥
Kabu titko reye efi zelewa film mara zemeseteni
ተመሲጠ'የ ርኢዮ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ኩሉ ምሉ ❤ ቀጽልዎ ንፉዓት ብፍላይ ኤፊ ሕብሪ ድምጽኻ ቀይርካ ብምስራሕካ ደስ ኢሉኒ ፈቴዮ ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ያቆብ ዳዊት እምነት ጋል ነዚ ይመስል👍🔥🔥🔥
Zahma zeybla blxti srah melakta dma bluxn mharn ab srahkum awet deqi erey❤❤❤❤❤
Welcome❤❤ dqi Eryaa
ezi wedi kif alewo bhki🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤filmu
Btaemi xbuk srah meda hawey kexlo anbesa ❤❤❤❤❤❤❤
Nsikum tray srihuwo nezi film deki erey tsubukat ftret❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷