NEW 2026 ERI SITCOM 'MEWEALTI - መዋዕልቲ' PART 123 (BY BRUNO)
ADVERTISEMENT
Comments 100
charansarna117:
መዋዕልቲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ❤❤❤❤ቀፅልሉ ❤❤❤ፈታዊኹም ካብ ትግራይ
More Like This
33:06
Kevin Was Arrested for a Necklace He Never Stole… Can He Prove It? 😱 | Easy English Listening (A2)
Comedy
5.6k
0
1:52:44
Truth vs Lie Twins! Sisters Wear Lie Detector to Reveal The Truth
Comedy
2.2k
100
1:12
Wasted effort 😂😂😂
Comedy
7.0k
0
1:25:47
BADBLACK ali mukutya 😁😁 EKIVULU kimwegezaamu 😂😂😂
Comedy
721
85
0:17
Happy To See This 😭
Comedy
44.2k
0
1:07
भाई बहन का प्यार ❤️ #rakshabandhan #shortfeed #tranding #viral #bhai #bahan #rakhi
Comedy
1.6M
0
18:33
The Jollof Battle : Sarkodie Vs Stonebwoy😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Comedy
1.8k
100
0:22
Since he wasn't listening to her GIRLY VOICE 💀🤌🔥 | Love 911 | NEW | Baila lento
Comedy
18.8k
0
You've reached the end
መዋዕልቲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ❤❤❤❤ቀፅልሉ ❤❤❤ፈታዊኹም ካብ ትግራይ
ናይ ብሓቂ ባህ ኢሉኒ ዝሪኣ ድራማ እንተልያ መዋዕልቲ'ያ። ንዓኹም ዝኸውን ቃላት የብለይን ❤️❤️❤️ ብሩኽ ሰንበት ንኹልና🙏🙏🙏
ደቂ ኤረይ መዋዓልቲ ብሉጻት ተዋሳእቲ ተስፋ ፍቅሪ ሓልዮት ስንቆም ኣብ ሰራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁❤️❤️❤️❤️👍👍
Nederasi eza menchi sahaqna zekonet serah BRUNO kendey like❤
Ab dhri nufuat tewasaeti buluts derasi alo 🎉🎉🎉He is smart 🧠🧠🧠
ያ ብሩኖ ይለያል ጢት ዝኾነ ደራሲ thanks 👑🖊📝
መዋዕልቲ ፈውሲ ጽሙዋይ ብሓቂየ ዘድንቀኩም ክበሩ ሰሲኑ
ዕሾኸ ዓካት የኔዎች❤❤❤
አደይ ጸገ እሞ ፍሊቲ አየን
ፍታው ሽኮር ደስ ክትብሊ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
መዋዕልቲ ንፉዓት❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Kaku abey keyda ❤
ይመችኩም መዋዕልቲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ❤❤🎉🎉😂❤
ሰላም ደቂ ሓላል መሬት ሰላምኩም ይብዛሕ። ንደራስን ተዋሳእትን ብዘለኩም ኩሉ ክእለትን ተወፋይነትን የመስግነኩም። ንባህልን መንፈሳዊት ሚዛን ሒዝኩም ብትገብርዎ ዘለኩም ኣብ ኩሉ ሰማዕን ረእይን ናይዛ ፊልም ውጽእታዊት ዝኮነ ምኽሪን ማዕዳን ተግሳጺን ባህልን ልምድ ክረክብ ሰለዝኸኣላ ክበርሉና ሰስኑላን ንብለኩም ። ኩሉ ኣብ ውጻኢ ሃገር ዝንብር ህዝብና ንዛ ፊልም 2 ጊዜ ወይ ካብኡ ንላዕል ይርእያ ምክንያቱ ኣዝዩ ብሉጽ ትምህርቲ ሰለ ዝረክብ። ነዞም ካብ ዓድና ወጻኢ ዘሎና ከኣ ኣብ ዓድና ከዘሎና እያ ስምዒት ትፈጥረና። ሰለዚ ኣምላክ ንጸዓትኩም ዓስቢ ይሃብኩም። ከጽልዎ ብርትዑ። ።ደጊመ ሰላምኩም ይብዛሕ ። ኣሜን
ፍሽኽ ኣቢልኩምና ዳሓን እተው ደቂ ኤረይ ጽቡቓት❤❤ ምትዕራቅ ሲ ተዓረቑ ዳኣ😂😂😂
" ሞንጎኛ የለን ዲዩ ."........ ትደገመልና.....ብነዊህ ግጥሚ ....
ደጊመ ኸምዝሪአያ ስጋደይ ብጫ ይብለኩም አለኹ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤Love you Deki Eir❤❤❤evry singl day
አፍ እናሰቀት እትምህር መወዕልቲ ወትሩ ሰነበት ዝጸበያ ከምሎሚ ግን ሰሒቄ አፈልጥን
ባይ ፍታወይ ናይ ስሓቅ ምንጨይ ፍትወ እየ ዘብለኪ ካብ ትግራይ 👑💝
ክሮ ክሮ ጀምዓ ገዛውትና የዘክረካ !!