our new amazing film👉https://www.youtube.com/watch?v=AUxtFxgOf70&t=1s the killer of my father "is on our channel every Saturday 2pm Eritrean time Follow us on Tiktok https://www.tiktok.com/@habtomentertainment our latest film 👉https://youtu.be/MFSrRHl_0AM https://youtu.be/DCscRSMxAkE https://youtu.be/qSR4oNU8w40 ሃብቶም ኢንተርተይመንት ሓደሽቲ #ፊልምታት ፡ተኸታተልቲ #ድራማታት ፡መዘናግዒ መደባትን ደርፍታትን ንምዕዛብ ቻነልና ሳብስክራይብ ምግባር ኣይትረስዑ። Support us by Subscribing our channel. ሓዳሽ ፊልም ኣብ ቻነልና 👉"ኣይፋታሕን'የ"https://youtu.be/6GP0PMLxTFI ሓዳሽ ፊልም ኣብ ቻነልና 🎥👉 "ዲን"https://youtu.be/Hgkqg0ysogk Copyright © habtom Entertainment 2026 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። Please SUBSCRIBE to support our channel. Thank you 🔥 ንኹሉ ሰብ ንምብጻሕ ላይክን ሼርን ሃይፕን ( 🚀 Hype) ንግበሮ! ኩሉ ግዜ ብሉጽ ትሕዝቶ ንምቕራብ ሓገዝኩም ኣይፈለየና። 💥 Let's smash the like button, share it everywhere, and hype the video! Your support helps us keep bringing you the best content. 🔔 ላይክ፡ ሼር ከምኡ ውን ሳብስክራይብ ብምግባር ደገፍኩም ኣየርሕቁ። ቪድዮና ንምብጻሕ ሃይፕ 🚀 (Hype) ግበሩዎ! 👍 Like, share, and subscribe to support our channel. 🚀 Don't forget to hype this video! #Arkanentertainment #EritreanFilm #Eritreanmusic #Eritreancomedy #EritreanSeiresFilm #Eritreanseiresmovie #Eritreandocumentary #Tigrignamusic #Tigrignacomedy #TigrignaSeiresFilm #TigrignaSeriesMovie #TigrignaFilm #2026 #NeweritreanFilm2026 #Mslishow #Fqrilomiqene #Arkanshow #badocheck #badocheque #ባዶ_ቸክ #ፊልምታት #ድራማታት #ደርፍታትን #ኮሜዲ #ትግርኛሙዚቃ # ትግርኛፊልም#eritreancomedy #erionetouchentertainment #Sebey #eritreanmoviie #eritreanfilm #eritreanmusic #tigrinamusic #habesha #eritreanbestmusic #eritrian #eritrean #neweritreanfilm #neweritreanmovie #newcomedy #eritreandrama #tigrinacomedy #habeshafilm #habeshaculture #ethiopianfilm #ethiopiancomedy #ethiopiandrama #ethiopianmusic #eritreantiktok #habeshatiktok #ethiopiantiktok #tigrinaderfi #hdmonanebarit #neshneshtv #yonasmaynas #dawiteyob #gereemun #bahgnatv #eritv #starentertainment | መዋዕልቲ(mewaelti | | ሰልሚ ሓሳብ(Selmi hasab) | | Hesda(ሄስዳ) | ክብረት(kbret)| | new eritrean comedy 2026 | | new eritrean film 2026 | | new eritrean movie 2026 | | New Eritrean music 2026 | | new eritrean drama 2026 | | Eritrean Tigrina Comedy | | New Eritrean sitcom 2026 | | Eritrean Drama 2026 |
ADVERTISEMENT
ዋው ቀዳማይ ባዕለይ ከምዚ ከማይ ክፅበ ዝወዓለ ላይክ ይግጨወኒ ኣብስደት ኮይንና ንሪኣ ዘለና ዓድና ሰላም ኮይኑ ምስቤተሰብና ኣሕዋትና ብፍቅርሰላምን ነሕልፈሉ ግዜ የምፀአልና
እንቃዕ ን ዓመታዊ ናይ ዕርገታ በዓል ቅድስቲ ኪዳናምህረት(እመ ቤቴ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ)ኣብፀሓና ኣብፀሓኩም❤
ኣነ ካብ ትግራይ እየ ግን ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም❤🥰
ፆመ ፍልሠታ ብሰላም ዘፈፀመና እግዚአብሔር ይመስገን❤ ናይ ሰማእቱ ህፃን ቅዱስ ቂርቆስ ምስ አድኡ ቅድስት እየሉጣ ካብ እሳት ዘውፀኦም ቅዱስ ገብርኤል ንዓናውን ካብ ዘለናኦ የውፀአና በረከቶም ይሕደረና ❤ ህፃን ቅዱስ ቂርቆስ አብ 3ተ ዓመቱ ነገስታት ዘሕፈረ ተባዕ ናይ ክርስቶስ ወታደር ነድኡ ዘበርትዐ ሰማእት ዝኮነ ናቱ ትብዓት ይሃበና ❤
ሰላም የሕዋት ኪዳነ ምህረት ኣብ ዝሃለክሞ ትሓልኩም ኣብ ልብያ 5 ዓመት ገይረ እባ ጸሎት ግበሩለይ ተኪኢልኩም ናይ መግቢ ተስሀጊረ ኣሎኩ ሓጉዝኒ 🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾🇱🇾
እንካን ንወለዲተ ኪዳነ ምህረት ብሰላም ኣብቀዐና ጦርነት ኣጥፊኡ ሰድትና ኣሕፂሩ ብሰላም የራክበና
ኣብዛ ፊልም ሉዋም. ሄራን. ኣቢነር. ነዛ ፊልም መቀረት ዝህብዋ ብዝያዳ እዚኦም ዮም ❤❤❤❤
ናይ ማማ ሳባኣደነቅቲ ኣቨይ ኣለኩም😊❤
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ሩሑስ ኣውድኣመትን ባዓል ቁዱስ የውሃንስን ይግበረልና ካብ ስደትን ከርተትን ብሰላም ዓድና ይምለሰና ኣምላክ😢🙏
our new amazing film is here please watch it👉👉/watch?v=AUxtFxgOf70&t=1s
ክፉእ ሰብ ኣይድቅስን ኢዩ :: ኣቦ ሄሪ ድማ ተንኮል ስለዝሓስብ ዕረፍቲ የብሉን
ሄራነይ ዓባይ ሰብ ፍቅሪ ኢኺ
ሄራን ግን ትፍለይ የኽ ሓቀኛ ኣፍቃሪት❤❤
መርሓባ ደቅ ኤሬይ ተናፈቅቲ እንቆዕ ብሰላም መጻኩም ህጻን ቆርቆስ ምሳና ዉዒሎም ምሳና ይሕደሩ ጾመ ፍልሰታ እንቆዕ ብላም ኣጀሚሩ ብሰላም ኣፈጸመና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ንዓመታ ብሰላም ኣብ ዓድና የዉዕለና
ገለ ዓይነት ፊልም ብሓቂ ዋውውውው ግን ዋላ ሓንቲ ንመውስቦ ዝኽልክል ዝምድና የብሎምን ፍቕሪ ከይትኾልፉ።
ናቱ ዘይብሉ ሰሐቕ የለን በጃኹም ኣብ ዝቕጽል ናቱ ተመልእዋ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣሚነር ነብስኻ ሓሉ ወልዱ ኣይተእምን
ካብ ትግራይ እንድየ ናይ ኣቢነር ሓሳባቱ ብጣዓሚ እዩ ዝምቸወኒ ብጣዓሚ እየ ልፎትየካ❤❤❤❤
ዋእ ኣታ ክንደይ ትቅልጥፉ ዋእ ኣቱም ሰባ ሓንቲ ምዓልቲ ሓንቲ ምዓልቲ ኮሜ ኣብ ምጽሓፍ ኣቀድሙና ዋእ😮። ወይሲ ባዕልኹም ኢኹም ክትዝርግሑልና ጀሚርኩም ዘለኹም😂
በጃኻባ ፈጣሪ ናይዛ ተዋስኦ ስለ ፍቅሪ ሄራን ኢልካ ንወልዱ ካብ ትምክሕቱን ህልኹን ህድእ ኢሉ ክሓስብን ክሳነን ግበሮ ምስ ደቁ ! 🙏