SELMI HASAB S2 P144 BY HABTOM @HB
https://youtu.be/Z_CP5P3QgRI
ADVERTISEMENT
Comments 100
joe_hammond:
ናይ ሊቀ መልአክ ቅዱስ ኡራኤል መልአከ ብርኃናት ፈታሒ አእምሮ በረከቱ ይሕደረና❤
More Like This
18:35
KITANA [EP 64] Traditional Movie ❣️❣️❣️ #pasarbrand #pasarfilms #africa #love
Entertainment
4.1k
0
1:38
Ndoto yakila mwanaume kwa mke wake 😂😂😂 #babaanjera
Entertainment
3.5k
0
53:07
P9 | Mabhinya akauraya Lucky | Jose Alfonso
Entertainment
373
0
0:31
Mongoose vs Western Diamondback — Who Gives Up First? 😱🐍
Entertainment
15.9k
35
0:13
#bts
Entertainment
2.5k
2
0:20
Send this to a Christmas lover who would absolutely get one 😍🎄 #christmas
Entertainment
102.8k
98
25:24
FAMILIA Full episode [ 27 ] #love
Entertainment
8.5k
100
0:15
That plot twist though… 👀 #students #schoollife #teachers #schoolmemes
Entertainment
16.4k
100
You've reached the end
ናይ ሊቀ መልአክ ቅዱስ ኡራኤል መልአከ ብርኃናት ፈታሒ አእምሮ በረከቱ ይሕደረና❤
መወዳእታኣ ዝናፈቀ ላይክ ግበሩ
ከይትውዳእ አናበቀቅኩ ዝርእያ እንኮ ፊልም እያ, ብፍላይ ደራሲ 💯
መርሓባ ተናፈቅቲ እንቆዕ ብሰላም መጻኩም ሎሚ ቁድስ ኡራኤል እዩ ዝተባረከን ዝተቀደሰን ይኩነልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ስደትን የሕጽረልና ኣብ ጸበባ ዘለዉ የሐትና ራህዋ የምጽኣሎም ብፍላይ ናሊብያ ዘለዉ ወዶም ጎሎም ብሩክ መዓልቲ ይግበረልና
ቅድስ ለቀ መልኣክት ቅድስ ኡራኤል ሰድተና ሓፂሩ ሰላም ፍቅሪ ሂቡ ንዘይወለድና ናይዉለድ ፀጋ ሂቡ ንዝወለድና ደግሞ ብቃል እግዘብሔር ዝተመረሑ ይገበረልና ወለድና ደግሞ ደቂ ደቆም ካብ ብሰእሊ ብvideo ምርኣይ ናብ ሕቆፎም ይገበረልና ተለመናነ ፈጣሪ ኣሜንንንንን
Willkommen 🎉 Nezom Ab Libya 🇱🇾 delewu Ahwatna kea mewaxio yfterelom 🙏
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ሰናይ ቀዳም ሰንበት ፍቅሪ ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ ይሃበና ኣምላኽ 🙏🫶🤍❤😇
ኣቢነር እናሄራን ምንም ክከውኑየብለሙን❤❤😢አቢነር ወልዱ ከይጎድኦ ገለ እንተኮይኑ አቢነር ክንቋርፃኢና😢
ኣነስ ናቱ ቁሩብ ተርሩኒ ትጽብተይ ንሶም ኪዕረቁ አዩ ❤ ❤❤
ከም ዝመስለኒ ደራሲ ንሄራን ኣውሊዱ ንኣቢነር ክቐትሎ እዩ ደልዩ ግን ሓደራ ደራሲ ከሙኡ ከይትገብር
ኣቢነር ገለ ተኮይኑ ከቋርፆ እየ ልትብሉ ላይክ👍
ዋው፣ኣወዳድቓ፣ቓላት፣ይበል፣ድርሰት፣ኣቤት፣ውሕልና፣ደራሲ፣ጅግና፣ጅግና።
ማማ ሳባ ዓንጨቅ ኤትቦልኦ ግደፍ ዋእ😊❤
Anes nay Abi and Heru b fqri kiwdea alewo ybl..,❤❤
መሰልሰላ ናይ ሂንዲ ጌርካያ ማራ ነዊሓ ምሳና ተሰዲዳ እኮ ምሳይ ዝጀመራ ዓርከይ ሞይቱ ከይወድኣ
እናት አቢነር በጣም ሃይለኛ ሆነች ልትረዳው ይገባል
ብሉጽ ደራሲ ንፉዓት ተዋሳእቲ ሙዚቃ ሚእትን ካብ ሚእቲ ግን ትዱንጌና ኣለኹም ካብ ሰዓት ሓሙሽተ ጀሚርና ምስ ተጸበናኩም አምላኽ ይባር ከኩም ሰላም ንሃገርና ንምሉእ ዓለም አሜን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻✋️👍✌️👌🌈🌈🌈🌈
ትፈልጡዶ ሰልሚ ሐሳብ ሎሚ መበል 5 ዓመት ተከታቲለያ happy birth day selmi hasab 5 year 1 week
ፍቅርን ርክብን ናይ ን ኣቤነር ክሰምር ይግበሮ!።🙏
በሓቂ ኣቦ ቀሺ ኣይጸላእክኹምን ቃለ ሂወት የስመዐልና 🙏