ሓዳሽ ናይ ትግርኛ ፊልም ፦https://www.youtube.com/watch?v=aDqR5gcwoJA Please help us by subscribe our channel. Thank you for watching. Follow us on Tiktok @Habtomentertainment
Sign in to join the conversation
ነዛ ኮሞንቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ሓሳብ ልብና ተስምረልና❤❤❤❤
ሂራን ክትበደል ይብላን እያ ልዋም ኣብ ሞንጎኦም እንተኣቲያ ኣይንርኣን እትብሉ 👍ላይክ ግበሩ
29፣ ስላም ፍቅሪን የዉርድልና ፍጣሪ🙏🙏🙏🙏
ኣብ፣ፈተና፣አይተኣትወና፣መንግስትን፣ሓይልን፣ናትካ፣አዩሞ፣Amen።
መበል 16 ኮሜንተይእመብርሃን ኪዳና ምህረት ሓሳብ ልብና ተስምረልና ገፅ ወለድና ተርእየና አሕዋተይ ማዓረይ ኩለና ሰደት ዘለና🥰🙏
አብነር and ሄራን ተተፋላልዮም አዛ ፊልም ኣይከታተላን አየ..
ኖኖ ኣቢን ሄራን ን ልዋም ኣብ መንጎኦም ክትኣቱ የብላን ብፊፁም 🥺ደራሲ ከይተ ፀልለን 🙌😎
ናይ መጨረሻ ዓመት በአለ ወልድ በፂሕና ሓዱሽ ዓመት ናይ ስኬትን ምስካዕ ዕላማታትናን ይግበረልና እግዚአብሔር ዝስአኖ የለንሞ ❤
ኣነስ ምስ ልዋም ክውድእ እየ ዝደሊ❤
እዛ ፊልም ስለ ዝኣተኹዋ ኢየ መውጽኢ ሲኢነ እምበር ይላገጹልና ኢዮም ዘለዉ ሓንቲ ዛዕባ ንቅድሚት ንድሕሪት ክመልሱ ዓመት ጌሮም ።
ልዋም ስነ ስርዓት ሓዚ
ፍትሒ ንሄራን 😎
ሄራንን ኣቤነርን ሰሚሮም ክነብሩ ግበሮም!
መርሓባ ደቅኤሬይ ተናፈቅቲ እንቆዖ ዕ ብሰላም መጻኩም ሎሚ ባእለዝግሄር ዝተባረከን ዝተቀደሰን ይግበረልና ስደትና የሕጺሩ ናብዛ ምጭወቲ ዓድና ይምለሰና ❤❤❤❤❤❤ ደቅ ኤሬይ ሰናይ ክራማት ንሓረስቶትና
አረ አቢ ሄረንን ከይፍለለዩ ዋይ🎉🎉
ወልዱ መከፋፈሊ ናይ ክፋእ ዝኮነ ሰብኣይ 🤣🤣🤣
ከም ሄሪ ዝበለ አፍቃሪት ይሃብኩም
ኣቢነር እና ሄራን ተተፍላልዮም ብጣዕሚ ሕማቅ ፊልሚ እዩ
.ቪው ክትረኽቡ ካብ ዓቀን ንላዕሊ መጢጥኩም በታቲኽኲማ
በጃኹም ሄራን ከይትብድልዋ ውይ ክተሕዝነካ ፍቕሪኮ ስቓይ እዩ✍️🤗🥺🥺💔💔