Follow our official UK social media pages for daily drama clips, highlights, and exclusive previews: 📌 TIKTOK: https://tiktok.com/@habtomentertainment 📌 FACEBOOK: https://facebook.com/HabtomEntertainment DIN Part 23 BY Selam Danyom @ HABTOM ENT #2026 14 https://youtu.be/Ooat3aSd4C0
ADVERTISEMENT
በዛ ፊልም ሕጉስ የለኩን ። ኣብ ዝመጽእ ዓወትን ቶማስን ግድን ኣብ ውሽጦም ክራከቡ ኣለዎም ። እንተዘይ ኮይኑ ፊልም ትመውት ኣላ ።
መሰልቻ ኮይና መመሊሱ ገዲዱዋ 😢
ድርሰት ናይ ቆልዑ ጌርኩሞ ጥውይውይ
ድርሰት ኣይግድን ይኸይድ ኣሎ ?
Etay kolel eyu ezi.bejakum gel gbru
23 parts bexihe wlea ayteredeatenn zela ab mewedaata yexebko eiyu
Welcome 🙏 🤗
ኣታ እንታይ ዓይነት ሰባት ኢኹም እዞም ድርሰት ሰልቺና ዶ ገለ ትብሉ ዘለኹም ግድን ኩሉ ነገር ይሳኻዕ ማለት ኣይኮነን ኩሉ ንቡር እንተ ኮይኑ ደኣ ኣበይ እዩ ክኸውን እቲ መቐረታ ፥ ከማን እንዳ መቀረት እያ ትኸይድ ዘላ keep it up guys
መርሓባ ደቅ ኤሬይ ናተይ እንቆዕ ድሃን መጻኩም ተናፈቅቲ ❤❤🎉❤❤🎉
ኣደይ ናፊቀ እምበር 😢
ዋይ ብሓንቀውታ ንፅበያ ከምዘይ ነበርናስ ኣሰልችኹሙና
Eza moive aikem ajemamrian kolell bezihiwa
ቶማስሲ ብሻሂ ሽኮርያ ከይትቅየር ኣብዝሰራሕካዮ ድራማ ሻሂ😂😁😁
Bingo kedamay baeley😅
ካብ ክዉንነት ዝራሓቀት ፍልሚ እያ ትኸዉን ዘላ 😠😠😠😠😠
❤❤❤❤❤welcome deqi ereyyyy❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Asefafya mesherfet endiya koyna hjisi shenkolel ab hade guday
2 ኣዕሩክ ላብ ገደል ላኣተውስ ሰሳቶም ለለ ታይ ትገብር ኣለካ ይባሃሃሉ ክክ😂ይመቸኩም ያኣከይ ዓወትን ቶማስን😂
መርሓባ ደቂ ኤርትራ ❤❤ ❤❤
መሰልቸው