እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ገሬ እሙን ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና! Welcome back to Gere emun Entertainment YouTube Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you!
ADVERTISEMENT
ስምሃል ብምምፃኣ ዝተሓጎስ👍❤❤❤❤❤❤
ሰምሃል ምምፃኣ ደስ ኢሉኒ ኣነ ዳ ገሬ ኡሙን ኩሉኹም ተትመፁ ደስ ይብለና ሰናይ ሰንበት
ስጋ ኾይኑ ስጋ ለይጥዕም ሰጋኺ😂😂🤣
አረ ሰማሃል ሓፍትና እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ሓፍትና ፅብቅቲ ሓፍትና
ቃላት ናደጋገምኩም ይስልችው እዩ ፣ሰዓት ክሀልፍ ምንም ነጥቢ ዘይብሉ ቃላት ምድግጋም
ለማዓንቲ እሲ ኣሑጉስኒ 5 ሰብ ሳብስክራይብ ግቦሩኒ ❤😂😂
ዳ ገሬ ድዃን ደክያ 😂😂
እንቃዕ ብሰላም መጻኩሚ ደቂ ዓበይቲ 🥰💙🌿💙🤍🤙👈
Ata ሓረጉ ወይኒ ታይ ረኺብዋ ዩ ቆንጆ ኾይና ድምፃ መልክዓ የተሰጣትን ካራክተር በደንብ የተዋጣችው ይመስለኛል
Happy Mother’s Day to all Mothers
የኔውድቻ ሰትምርቆንጅ ፈጣርአናተጋይህን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዛ ድራማ ናይ ሁኩያት ወግዒ ኮይና ተሪፋ 😂😂😂
ኣተዮ ሰማሃለይ ተላዓሊ እንዶ ምሸጥረ እያ ተናገረ ደለያዋ😂😂😂
😂😂😂😂ሰሐቅ ቀቲላትኒ ሐፍቲ ገሬ
ጽቡቕ ምህሮ እምበር
ብዘይ ድሌት ዝኾነይኹን ነገር ክፍፀም የብሉን ኩሉ ብድሌት ክኸውን ኣለዎ ጥቅዓት ደቂ ኣነስትዮ ጠጠው ክብል እኒሀዎ ፅቡቕ ዓብዩይ ትምህርቲ❤❤❤
የሕዋት ስለ ስደት ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏
ሰላም ሰላም ጥዕና ይሃበለይ እንዳ ጌሬ እሙን እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ❤❤❤❤❤ሃለቓ ሰመረ ኢየ ጣንቆ ሓዉ
WOW ለምለም ዓይነይ 💙💙💙💙
Welcome back semhar🎉🎉❤❤